Conversation toolkit – Primary school - Tigrinya ንቐዳማይ ብርኺ ቤት ትምህርቲ ዕድመ ዝበጽሑ ሕጻውንቲ
እዛ መምርሒ እዚኣ ምስቶም ካብ 6 ኽሳዕ 11 ዓመት ዝዕድሚኦም ቈልዑ ብዛዕባ ጾታዊ ማህሰይቲ ብኸመይ ዝርርብ ከምትጅምር ኣብነታት ሓበሬታ ትህበካ።
ንቐዳማይ ብርኺ ቤት ትምህርቲ ዕድመ ዝበጽሑ ሕጻውንቲ – ሕጺር እንዳራእኻ ዝርርብ
ንቐዳማይ ብርኺ ቤት ትምህርቲ ዕድመ ዝበጽሑ ሕጻውንቲ – ሙሉእ እንዳራእኻ ዝርርብ