Skip to main content
Body

Tigrinya ትግርኛ

እዚ እተተርጐመ ገጻት ቅኑዕ ትኽኽለኛ ምዃኑ ንምርግጋጽ ዝከኣለና ዅሉ ንገብር ኢና። ዝዀነ ይኹን ጌጋታት እንተ ኣስተብሂልኩም፤ በጃኹም ብኢሜል nationalofficeforchildsafety@ag.gov.au ኣፍልጡና።

Child sexual abuse: Get the facts – Tigrinya ጾታዊ ማህሰይቲ ቘልዑ፡ ሓቅታት ምርካብ

ኵላትና ነቲ ንቘልዑ ጾታዊ ማህሰይቲ ከጋጥመና ዝኽእል ሓደጋ ንምንካይ ገለ ነገር ክንገብር ንኽእል ኢና። ንኣብነታት እዚ ዝስዕብ ዘካተተ ኢዩ፡

ንጾታዊ ማህሰይቲ ቈልዑ ስለምርዳእ፣

ሓደ ቘልዓ ወይ መንእሰይ ጾታዊ ማህሰይቲ ዝበጽሖ እንተኾይኑ ወይ እንተበጺሕዎ እንታይ ክትገብር ከምዘሎካ ምፍላጥ።

Conversation toolkit – Preschool – Tigrinya ቅድመ ቤት ትምህርቲ ዕድመ ሕጻውንቲ

እዛ መምርሒ እዚኣ ምስቶም ካብ 0 ኽሳዕ 5 ዓመት ዝዕድሚኦም ቈልዑ ብዛዕባ ጾታዊ ማህሰይቲ ብኸመይ ዝርርብ ከምትጅምር ኣብነታት ሓበሬታዊ ይህበካ።

Conversation toolkit – Primary school – Tigrinya ቐዳማይ ብርኺ ቤት ትምህርቲ

እዛ መምርሒ እዚኣ ምስቶም ካብ 6 ኽሳዕ 11  ዓመት ዝዕድሚኦም ቈልዑ ብዛዕባ ጾታዊ ማህሰይቲ ብኸመይ ዝርርብ ከምትጅምር ኣብነታት ሓበሬታ ትህበካ።

Conversation toolkit – Teenager – Tigrinya ኮተቴ መንእሰያት

እዛ መምርሒ እዚኣ ምስቶም ካብ 12 ኽሳዕ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም ቈልዑ ብዛዕባ ጾታዊ ማህሰይቲ ብኸመይ ዝርርብ ከምትጅምር ኣብነታት ሓበሬታ ትህበካ።

If you or a child are in immediate danger, call Triple Zero (000).

Information on reporting child safety concerns can be found on our Make a report page.

Get support

The information on this website may bring up strong feelings and questions for many people. There are many services available to assist you. A detailed list of support services is available on our Get support page.